ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንከተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት እትዉል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ድማ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ 2018 ዓም ናይ ወርሒ ሕዳር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሬሽን ዘቅርብ

5 ዝተዳለወ ስፐስፈኬሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 29/5/2018 ዓም ክሳብ 14/6/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ብር ብስፒኦ ወይድማ ብጥር ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንቲ ሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/6/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ብናይ ባዕሉ ብምፅዓንን ብምርጋፍን ናብ ናይ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብር

9 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማሀተምን ክዓርፈሉ አለዎ

10 ኣብ ዘቀረበ መረዳእታ ዝሀሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባለነት የብሉን

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

12 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን ኣብ በዓል መዓልቲ እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ 0963549302 / 0910789404 ስልኪ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s