ምልክታ ጨረታ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ::
ተ ቁ | ዝርዝር ኣቁሑት | በዝሒ | መብርሂ | መኽበሪ ጨረታ |
1 | ሞተር ሳይክል | 2 | ፈረስ ጉልበት ካብ 125-180 | 3000 |
2 | ላፕ ቶፕ ኮምፒተር | 1 | Cor I- 5 | 1500 |
3 | ዲጅታል ካሜራ | 2 | 20.1 mpx | |
4 | ጠረጼዛ (Single pedestal office table) | 5 | 140 x 70 x 70 cm | 2500 |
5 | ጠረጼዛ (L shape office table) | 1 | 120 x 80 x 75 cm | |
6 | ማእኸላይ ወንበር (Medium back chair fabric) | 2 | 50x50x97-107cm | |
7 | ናይ ጋሻ ወንበር (Gust chair) | 4 | 48 x 40 x 80 cm | |
8 | Reception counter | 1 | 200 x 2400x 1050cm |
በዚ መሰረት ንኽሳተፍ ዝደልዩ ተወዳደረቲ
ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ መረዳእታ ከቕቡ ዝኽእሉ::
ናይ ቫት መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
ናይ መቕረባይነት ምዝግባ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሕድሕድ ኣብ ሎት ብዝተመጠ መጠን ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልማዕት ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ::
ዝረዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 410 ክወስዱ ይኽእሉ::
እቲ ጨረታ ዓርቢ ጥቅምቲ 07/ 200 ዓ/ም ድ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 8:30 ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅረ 0344 40 99 23 ምድዋል ይካኣል እዩ::
Backs