1 ተጫረቲ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ናይ2012 መቅረባይነትን ዘሐደሱ ቲን ናምበርን ከቀርቡ ዝኽእሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ መስረም 2012ዓ/ም300 ዘቅርብ

2 ተጫረቲ ናይመኸበሪ ጨረታ ብር ናይ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና 3000.00

3 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/04/2012 ዓ/ም ሰዓት ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30

6 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/04/2012 ዓም ሰዓት 4:00

7 ጨረታ ዘሸነፉ መቅረብቲ ንዝስዓረዎ ኣቅሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን መገጣጠምን ሸፊኖም ይወስዱ

8 በቲ ጨረታ ዝተሰዓሩ መቅረብቲ ወይ ግልጋሎት ወሃብቲ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ምስአሰረ ዘተሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ይምለሰሎም

9 ጨረታ ሰዓራይ ንኩሉ ዓይነት ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብዘሸነፎ ዋጋ መሰረት ጠቕሊሉ አታዊ ምስ ገበረ ኣብ 10 መዓልቲ ከልዕሊ ኣለዎም ኣብዚ ዝተጠቀሰ ዕለት እንተዘይ ተላዒሉ ንብረት ናብ መንግስቲ ይዉረስ

10 ተጫራቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ዓይነት ኣቅሓ መሰረት ምኻኖም አረጋጊፁ ከመለእ ይግባእ

11 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 30 መዓልቲ ይከዉን

13 ተጫረቲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ዋናን ቅድሕን ዝብል በበይኑ ብምግባር ከቅርቡ አለዎም

14 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ምዛብዕ ምሙካር ብሕጊ ዘሕትትን አብ ዝኮነ ጨረታ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ