Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ                                                               

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ሰዓት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2012 ሰዓት 9፡30 ሰዓት

ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23