1 ናይ ዘበኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ 2011/12ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ መቅረባይነትን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምሰክር ወረቀት ዘለኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቅርቡ አትክእሉ
4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 14/01/2012ዓ/ም ክሳብ 4/02/2012ዓ/ም ካብ ዕ/ም/ን/ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምከፋል ክትወስዱ ትክአሉ
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ 04/02/2012 ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ትልመን ፋይናንስን ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክአሉ
6 እቲ ጨረታ 04/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ የክፈት
7 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክአሉ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 54 03 33 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል