- · 90 ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና (FSR)
- · 60 ኩንታል ክፅዕን ዝክእል መኪና (ISUZU)
- · 400 ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና ( ተስሓቢ )
- · በዓል 20 ፊት ኮንቲነር ክፅዕን ዝክእል
- · በዓል 40 ፊት ኮንቲነር ክፅዕን ዝክእል መኪና
ተቁ | ክፀዓነሉ ዝተደለየ ቦታ | መዐቀኒ | ንሐደ ኩንታል ዋጋ (FSR) | ንሐደ ኩንታል ዋጋ (ISUZU) | ንሐደ ኩንታል ዋጋ ( ተስሓቢ ) | ንሐደ ኩንታል ዋጋ ኮንቲነር 20 ፊት | ንሐደ ኩንታል ዋጋ ኮንቲነር 40 ፊት |
1 | ካብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ናብ ኣዲስ ኣበባ | ኩ/ል | |||||
2 | ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ | ኩ/ል | |||||
3 | ካብ ደረቅ ወደብ መቀለ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ | ኪንቲነር |
ናይ ጨረታ መከበሪ
1 ንኤፍኤስኣር 5000 ቅርሺ : ንኣይሱዙ 3000 ቅርሺ : ንተስሓቢ 10, 000 ቅርሺ : ንበዓል 40 ን 20 ኮኒቲነር 10,000 ቅርሺ ድሕሪ ጨረታ ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ስፒኦ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ እዋን ከትሕዝ ዝክእል
2 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ይከዉን
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/ 12/ 2011 ዓም ክሳብ 06/13 /2011 ዓም ቦታ ኣብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 06/13 /2011 ዓም ቦታ ኣብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ 400 ናይ ንጉሆ ይክፈት
4 ድርጅትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕልዉ እዩ
ዝርዝር ሐበሬታ ኣብቲ ሰነድ ይርኣዩ