Kedamay Weyane Housing Cooperative Union

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለዎ

2 ናይ ዉዕሊ ግዜ ብስምምዕነት

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብር 5000.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ

4 ጨረታ ሰነድ50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5  እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ነሓሰ 20/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ መስከረም 16/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዝተካረይዎ ናይ ሓደ ካሬ ዋጋ ብምምላእ ዝትደልይዎ ናይ ንግዲ ዘርፊ ብምግላፅ ብፖስታ ኣሺግኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ ረ 30 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብስራሕ ሰዓት ክእትዉ ንዕድም

6 እዚ ጨረታ መስከረም 16/2012 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ባዐሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 53 16 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል