Tigray Construction Road and Transport Bureau

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 14/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፡፡