ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ፊልትሮ ዘይቲ | 90915-2204 | ቁፅሪ | 01 |
2 | ፊልትሮ ናፍጣ | 23390-64480 | ቁፅሪ | 01 |
3 | ሁድ ህንቻ ረዝ | 53420-35030 | ቁፅሪ | 01 |
4 | ኣንከር ኣርኽ ቦልት ምስነት | 90101-12159 | ቁፅሪ | 01 |
5 | ቦልጀይንት ለወር | 43330-39835 | ቁፅሪ | 01 |
6 | ክላች ማስተር ሲሊንደር | 31410-60571 | ቁፅሪ | 01 |
7 | ፓስትሽ | ቁፅሪ | 01 | |
8 | ወሸር | 90948-02190 | ቁፅሪ | 04 |
9 | ቡሺንግ | 90848-01002 | ቁፅሪ | 04 |
10 | ነት | 94184-61000 | ቁፅሪ | 01 |
11 | ቦልት | 90101-101400 | ቁፅሪ | 01 |
1 ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ / Specification/ ምስራዝ አይካአልን
2 ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅሪን /ቲን ናምበር/ ዝሓዙ ጥራሕ ክኮኑ ኣለዎ
3 ኣብዚ ጨረታ ብፊደልን ብኣሃዝን ኣብ ዝተፈቐደ ሰደቃ ሰንጠረዥ ክምላእ ይግባእ
4 2ተ ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ዝክእል
5 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ናብ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበር ነጋዶ መቐለ ዘቕርብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460052/052ምድዋል ይከኣል::