Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሰማያዊ ስክሪቢቶ

 ሳምፕል

ፓኬት

02

2

ፀሊም ስክሪቢቶ

ሳምፕል

ፓኬት

02

3

ካርቦን 8000

ሳምፕል

ደስጣ

02

4

ናይ ኮምፒተር ወረቀት

ደስጣ

13

5

ወረቀት ናይ በዓል መስመር

ደስጣ

01

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ናየ ትካሎም ፌርማን ክቢ ማህተም ከዕርፈሉ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011 ክሳብ ዕለት 9/12/2011 ኣብ ዘሎ ገዜ ምቅራብ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ዝክፈት ይከዉን ንምቅራብ ይኽእሉ

ዝበለፀ ሓበሬታ  03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል