ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምክዝን ኣቁሑት /Store Sanitation Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ።
ስለዚ ክጣረቱ ዝደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምካኖም ይሕብር።
-
ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 613 /300/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዲክመንት ክውስዱ ይክእሉ።
-
ተጫረቲ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ክፍሊትን ናይ ቲን ዝተመዝገብሉም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባእ ፎቶ ኮፒን ኦርጂናለ ሒዞም ክቅርቡ ኣለዎም
-
ተጫረቲ ካበ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ /ቢድቦንግ/ ሕጋውነቱ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክትሕዙ ኣለዎም ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን
-
ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ሰነድ ንዝተኣሸገ ፓስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 07/04/2006 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሽተ/5:00/ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታኦም ክቅርቡ ይክእሉ
-
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት07/04/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብለየ እዩ
-
ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሑት ንምቅራብ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዘሎ 15 መዓለቲ ውሽኒ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሮ ኣለዎ
-
ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ ኣለዎ ከምዑ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተመልዐሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተኮንኑ ተቀባልነት የብሉን
-
እቲ
-
እቲ ድርጅት ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ