North Sub City Planning and Finance Office

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ሚኒባስ መኪና ክራይ 12 ሰብ እትሕዝ

ንሰሜን ክ/ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ እትህብ ናብ ከባቢ እንደርታ ጠቅላላ ናይ ህንፃን መንገድን ተፋሰስን ፕሮጀክትታት ንምክትታል ን ካብ ሰዓት 2፡00 ንጉሆ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 12፡00 ናይ ምሸት ሰንበት እንተይሓወሰ እትሰርሕ ብተወሳኪ ዉን

ዘድሊ ፅገናን ነዳድን ሽፎርን እዉን ካብ በዓል መኪና ይከዉን

መዓልቲ

180

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 29/11/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ  ዕለት 02/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል