ተ.ቁ | ናይ ኣቕሑት ዝርዝር | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ሰርትፊኬት ዲፕሎማ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 100 |
1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
3 ዝተሓደሰ ናይ 2011 መቅረባይነት
3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 29/ 11/2011 ዓም ክሳብ 02/ 12/2011 ዓም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 2/ 12/2011 ዓም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን
ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498