Mekelle City Planning and Finance Office

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት ስፔር

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1.

ባትሪ 150 A

 ብሳምፕል መሰረት

 ቁፅሪ

 02

  1. 1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ኮፒ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
  2. 2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
  3. 3. ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት  3፣00 ዝክፈት ይኸዉን
  4. 4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
  5. 5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል