Tigray Womans Association

  • - ናይ 2010 ዘሎ ቦክስ ፋይል በዝሒ 50 ዝላኣከ እንትከውን ናይ ቀፃሊ ተከታታሊ ዓመት ድማ ተመሳሳሊ ይከውን፡፡

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን፤         2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ               

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሓሉ ካብ 22/08/2011ዓ/ም -28/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከውን፡፡

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 2ይ ደብሪ ይከውን፡፡