Tigray Health Bureau

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል::