Debre Genet S.c

1 ንቤት ዕዮና (ትካልና) ኦዲት ንምክያድ ዝኽእል ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም፤

2 ኣብ ሕ/ስ/ማሕበር ኦዲት ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

3 ኣብ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን፣ ንግዲ ምዝገባን ብተወሳኺ እሴት ታክስ ዘመዝገበ ዝኮነ መለለይ ግብሪ ከፋላይ መረዳእታታትን ኦርጂናል ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ካብ ክፍለ ከተማ ኲሓ ትካል ምዃኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ዝኽእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ደ/ገነት ኩመለዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ካብ ዕለት 08/05/2011ዓ/ም ክሳብ 14/05/2011 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ከፊሎም ምውሳድ ዝኽእል።

5 ኣብ ማሕበር ኦዲት ዝገበረ ልምዲ ዘለዎ ካብ ሕሉፍ ኩነታት ብቤት ፅሕፈት ብሕብረት ስራሕ ማሕበር፤

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ሓፈሻዊ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ፎቶኮፒን ነንበይኑ ጠቅላላ 2ተ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ተባሂሉ ቤት ፅሕፈት ደ/ገነት ኩሉመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክትእትው ትክእሉ፤

7 ሰዓራይ ዝኮነ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ሰራሕ ክጅምር ዝኽእል፤

8 እቲ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ደ/ገነት ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ካብ ዕለት 17/05/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ማሕበር ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተዳለወ እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-049462/024882 ምድዋል ይከኣል ።