Wukro Agricultural Polly Technique College

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ወጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ይፍፀም።

 ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።