Tigray Culture and Tourism Agency

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ 12/4/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካአል::

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እሪ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ካብ 16/4/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ናይ ድሐሪ ሰዓት ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/04/2011 ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

5 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::