Mekell Agricultural Research Center

1 ብዕለት 11/04/2011 ዓ/ም ዝወፀ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 16/04/2011 ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ እቲ ፕሮፎርማ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።