1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንነብሲ ወከፍ ምድብ 3000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝቀረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትረከቡ ኣብ ውሽጢ 5 ተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ሰራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/02/2011 - 23/02/2011 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ::
ተ.ቁ | ዓይነት ስራሕ | መጠን | በዝሒ | መብርሂ | ||||
1 | ዊል ባላንስ ብድጅታል መሳርሒ | ግራም | 01 | |||||
2 | ዊል ኣላይመንት ብድጅታል መሳርሒ ንሓንቲ መኪና | ብቑፅሪ | 01 | |||||
Grand total |