South Zone administration Office

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ቲን ነምበር ዘቅርብ 

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ 

3 ናይ ሓምለ ዲክላረሽን ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 01/13/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/1/2011 ዓ/ም Â አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 10/01/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት 

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: 

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ 0347771009 ወይም 0347770868