Mayani sheraro Hospital

1 በቲ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም  

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎም

3 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 መረዳእታ ዋንነት ባዕል ንብረት ማለት እዉን ሌብሬ ዘለዎም

5 መመላለሲቲ ህዝቢ ዝኮነትን 46 ሓይሊ ሰብ እትሕዝ መኪና ከቅርብ ዝክእል

6 መረዳእታ ኢንሹራንስ ዘለዎን ዘቅርብን

7 ዘድሊ ንብረት መኪናን ዝተፈላለዩ ወፃኢታትን ሙሉእ ብሙሉእ በዓል ንበረት ይሽፍን

8 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ መቅረቢ ዋጋ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሰንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

9 ዋና መረዳእታኩም ድማ ኣብ እዋን ምክፍታ ጨረታ ሒዝኩም ክትቀርቡ አለኩም 10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን ከፊልኩም ትወስዱ ትክእሉ

11 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል

12 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

13 ጨረታ 3 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጎሆ ይክፈት

14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።