ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን
ምድብ-1 /LOT -1 : - ናይ ቀዋሚ ንብረት ኣቑሑት ፈርንቸር
ምድብ- 2 /LOT -2 : - ሕትመት
ምድብ- 3 /LOT -3 ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ስለዚ
1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድሓደኮፒከቅርብዝኽእል::
2 ናይግብሪከፋላይመለለይ TIN ቑፅሪሰርተፊኬትሓደኮፒከቅርብዝኽእል::
3 ንተወሳኪእሴትታክሲዝተመዝገበ VAT ምዝገባሰርቲፊኬትንናይሕዳር 2007 ዓ/ም VAT ድክላሬሽንሓደኮፒከቅርብዝኽእል:;
4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰንስኽርወረቐትሓደኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪዝሰዓሮንብረትዉዕሊካብዝኣሰረሉዕለትጀሚሩ እቲ ዝተሓተተ ናይ ሕትመት ኣብዉሽጢ 15 መዓልቲ ንክሕትም ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ድማ ንቀዋሚ ንብረት ፈርንቸር ን ኤሌክትሮኒክስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብዝኽእል::
6 ናይመወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፌርማንዘለዎ ክኸዉንይግባእ::
7 ተጫረቲንዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታን ምድብ- 1 /LOT -1/ ምድብ- 2 /LOT -2/ ን ምድብ- 3 /LOT -3/ ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40. 00 /ኣርብዓ ብር/ጥራሕ እናኸፈለ ካበቢሮናደጋፊከይዲ ስራሕፍትሒክልልትግራይ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርንቢሮቑፅሪ 317 ካብ 13 /09 /2007 ዓ/ም ክሳብ 27/ 09 /2007 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::
8 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪንሕድሕድሰነድጨረታብር 3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ጥራሕ ብሽምቢ ሮፍትሒክልልትግራይ /Bureau of Justice/ ብ CPO ወይብስቲፋይድ ቼክዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብናብዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማጨረታ ቅደሚምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::
9 እቲጨረታዕለት 27 /09 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓትተዓፅዩበቲዕለትሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብቢሮፍትሒክልልትገራይ ከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረት ምምሕዳርን ቢሮቑፅሪ 317ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣበዘለዉሉይኽፈት::
10 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
11 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ 20 % ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::
12 ሰዓራይእቲዘቕርቦንብረትብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕኣታዊይኸዉን::
13 ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ 0344408714 ደዊልካምሕታት ይከኣል::