ግልፂጨረታ
ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::
1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
2 ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታከቕርብ::
3 ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድከቅርብዝክእል ::
4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
5 ጨረታመኽበሪ
- ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/
- ንናይ መኪና ጎማ 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/ ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::
6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::
7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::
9 ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 50.00 ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 08/ 09 /2007 ዓ/ም - 21/09/ 2007 ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት 8:00 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:00 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::
10 ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::
11 ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::