Kalamino Special secondary school

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምብር ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2010 ዓም መቅረባይነት ምዝገባን ናይ መጋቢት ወርሒ 2010 ዓም ዲክለራስዩን ቫት /ቲኦቲ/ ዝተመዝገበ ምካኑ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ክኣስር 5 /ሓሙሽተ/ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል 4 እቲ ንብረት ብዝስዕሮ መጠንን ዓይነትን ብናይ ባዕሉ መጎጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

5 ዋጋ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ

6 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ

7 ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

8 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ጨረታ ዕለት 18/ 09 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ ሰዓት 3:30 ይክፈት

  ንዝርዝር ሙሉ ሐበሬታ ዝምልከት ናብ ቤት ትምህርትና ብምምፃእ ዠተቐመጠ እስፐስሲፊኬሽን ክወስዱ ከምዝክእሉ ንሕብር ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345599841