Ethiopia Electric power service north region Office

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ጥቃ ህንፃ ኣግኣገዚ ካብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 16 ምዉሳድ ይከኣል