Tigray Youth Association

• 1ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ:: • 2ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ:: • 3ቫት እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• 4መክበሪ ጨረታ ብረ 2000.00ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::

• 5ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 11/7/2010ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/7/2010ዓ/ም ሰዓት 4:00ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት

• 6ሰነድ ጨረታን አፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ምም/ር ካብ ካሸር 20ብር እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 11/7/2010ክሳብ ዕለት 17/7/2010ሽም"ኣድራሻ ፌርማ"ማህተምን ብምግባር ነብዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ይግበሩ:: • 7አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከምዝከዉን ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊዉን ተሐታቲ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ

• 8መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: • ስቁ 0344409730 ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ኣታዊ ዝገብር