Welwalo University Adigrat Sport Club

ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሰቲ ዓዲግራት ክልተ ዓይነት መፃወቲ ሙሉእ ማልያ ን54 ስፖርተኛታት ከምእዉን 5000 ናይ ደገፍቲ ማልያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብስራሕቲ ሳዉል ሜሽን ፕሪንቲንግ ሕትመትን ፈብሪካ ሴፌትን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ኣቅሑት ስፖርት ናይ ምቅራብ ፍቃድ ሃልዩክም ወኪላት ኮይንኩም ትሰረሑ ሰባት ብዛዕባ ዉክልናኩም ዘሪ ሕጋዊ ሰነድ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2010 ዓም ወይ ናይ 2009 ሙሉእ ዓመት ግበሪ ዛዚምኩም ዝወደክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

5 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ የካቲት 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅሩ እትክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 2:30 ቅድሚ ቀትሪ እሳክብ 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 20 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ትክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 930 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨረስቲ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሰቲ ዓዲግራት ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ አስሪሕኩም ክተትሕዙ ይግባእ

9 ሰንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨረስቲ ዓዲግራት ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0920430911 /0914769437/0962593084