Nega Gebrezgabher TVET College

ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት :ናይ ፅሬትን: ኤለክትሮኒክስን አቁሑት

ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ:ናይ ጣዉላን ሓፂንን

ሎት 3 ናይ :ናይ ኤለክትሪክን አቁሑትን ካልኦት ንብረታትን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1. ግብሪ 2009 ዓ ∙ም ዝከፈለን ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

2. ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል ን ሎትሓደ 5000 ቅርሺ ፣ ንሎት ክልተ 5000 ቅርሺ ፣ ንሎት ሰለስተ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5. ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 23/05/2010 ክሳብ 19/06/2010 ሰዓት 6 ፡00 ምዉሳድ ይከኣል

6. ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያን መራገፍን ፅሬቱ ብቴክኒክ ኮሚቴ ምስተረጋገፀ ናብ ኮሌጅና መክዚን ጠቅሊሉ ምስአረከበ ክፍሊት ዝፍፀም ይከዉን

7. ሰዓርቲ ጨረታ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዙ ዝክእሉ 4. አብ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወደዳደራይ ቅድሚ 3ተ ስራሕ መዓልቲ ቅሬቱኡ ብፅሑፍ ከቅርብ አለዎ

8. አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን 9. ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም

10. ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን 8. እዚ ጨረታ 19/06/2010 ዓ ም ሰዓት 6፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት 11. እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠን 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ

12. እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ:: ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343460314 ወይ 0343460023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል