Adwa municipal city

ተጫረቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዮ ቁፅሪ ምዝጉባት ዝኮንኩም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ሰነድ ጨረታ ንሎት 1 ሎት 2ን 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ጨረታ ንአቁሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ ንቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 29 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ አቁሑት አለክትሮኒክስ 2000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት