Dedebit Credit and Saving Institution S.C

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊንግዲፍቃድ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ምዝገባ ምስክርነትን ግብሪ ክፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት/TIN/ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ካርድን ከቅርብ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ወይ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ብር 80000 ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሐቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 150 /ሐደ ሚኢትን ሓምሳን ብር / ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ክረክቡ አለዎም

4ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/4/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/5/2010 ዓም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 4የ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ይምለስ 150 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ሐደ ተጫረቲ ካብ ሐደ ሎት ፕሮጀከት ንላዕሊ ኣብ ናይ ደደቢት ትፈልም ህንፃ ስራሕ ክጫረት አይክእልን

6 ተጫረቲ አብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊእኩም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ዶኩሜንት ፊሪሞምን ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅርቡ አለዎም ዝተጎደለ ብትክክል ዘይተመልአን ቅደመ ሰዓብ ዝተዛበዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግበር እዩ

7 ተጫረቲ ቅደሚ ሕዚ ኣብ ናይ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዉዕሊ ኣሲሩ ዘቆረፀ ወይ በቲ ዝድለ መዓልቲ ዘይወድኦ ኮንትራክተር ክጫረት አይክእልን እነተተጫሪቱ እዉን እቲ ትካል ነቲ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ይስረዝ

8 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ፋይናንሻል ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ቅዳሽን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት ስፒኦ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ተዓሺጎም ኩሎም ፖስታታት ድማ ኣብ ካልእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ 4ይ ደብሪ ዋና ቢሮ ቁፅሪ 409 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን እቲ ጨረታ ዕለት 10/5/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፂዉ ዕለት 10/5/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትፈም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከበሉ እቲ ጨረታ ክክፈት እዩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንተወሰኪ ሐበሬታ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 375 ብኣካል ብምቅራንብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 40 15 14 ብምድዋል ምሕታት ይክእሉ

8 እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩ መቐለ

9 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ብምቅራብ ወይ ድማ ብስለኪ ቁፅሪ 0342401514 /0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ