Adwa office of Construction, Road and Transport

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት ኣማሊሎም ሰነድ ክገዝኡ ይግባእ

  1. እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 150 መዓልቲ ንተከታተልቲ መዓልትታት ዛዚዞም ከረክቡ ይግባእ
  2. መከበሪ ጨረታ 12,000 ቅርሺ
  3. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ
  4. ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋን ኣብ ተራ ቁፅሪ ሓደ ዝተገለፁ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕ ሰነዳት ናይቲ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ነፍስወከፍ ፖስታ ብምፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ብምዕሻግን ዋናን ቅዳሕን ዝገልፅ ኣብቲ ፖሰታ ብምፅሓፍ ሰለስቲኡ ፖሰታ መሊሶም ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብመዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 9 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ናይ ንግሆ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ
  5. ጨረታ 9 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት
  6. ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካሊእ ዝሓሸ መማረፂÂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትርክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ብኣካል ብምምፃእ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0347711342 /0342710016 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል