South Zone administration Office

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ቲን ነምበር ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ነሓሰ ዲክላረሽን ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 13/02/2010 ዓ/ም ጀሚሩ Â ክሳብ 27/02/2010 ዓ/ም Â አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ ንጎማ ስፔርን ፊልትሮታትን ብር 5000 ንፅሕፈት መሳርሕ ንኤለክትሮኒክስን ካልኦትን ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 27/03/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347771009 /0347770868 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል::