Mokeni municipal city

ተጫረቲ ከማልእዉ

በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

መለለዮ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ ሰነድ ክተቅርቡ ትክእሉ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2010 ዓም ይከዉን

እቲ ጨረታ 27 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 400 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፍት

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ይክፈት

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ይከዉን

ሰነድ ጨረታ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ንብረት ዘረክብ

10% ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346640346 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል