Kedamay Weyane sub City Planning and Finance Office

2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቐን ኣብ 2007 ዓም አብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ከባቢ መናሃርያ ኣፍ ደገ ዝርከብ ሚድያ ሙሉእ ክንክን ተኸላን ዝግበረሎም ጎደናታት ስራሕቲ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1 ናይ ዘመኑ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝክፈሉ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርቡ::

2 ኦርጅናል ዶኩመንትን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ ዝክእሉ::

3 ቫተ ወይ ድማ ቲኦቲ ተመዝገበቲ ዝኮኑ ::

4 ናይ ጨረታ መክበሪ CPO ብር 5000.00 ክትሕዝ ዝክእል::

5 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30.00 / ብር ሰላሳ ቅርሺ/::

6 ተጫረቲ ኣካላተ ናይ ሕብረት ሽርክና ማሕበሮም ወይ ትካሎም ማህተም ዝሰዓረ ኢንቨሎፕ ወይ ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ዘቅርቡ::

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ምልክታ ካብ ዝጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ናብ ቤት ፅሕፈት ቐ ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር::

8 ጨረታ ዝዕፀየሉ ዕለት 13/ 06 /2007 ዓ/ም ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ዝኽፈት ምካኑ ንሕብር::

  • ንተከታታልቲ 2 መዓልቲ ድሕሪ ዜና ንከጋዉሐልና እነዳሐተትና ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  • ክፍሊት ብዝምልከት ድማ ኣበ እዋኑ ከምንፍፅመልኩመ ንሕብር::

ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ቦታ ፅ/ት ፖሊስ

ክ ከተማ 1 ወያነ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344400470 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል