East Tigray Zone Administration Office

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ተጫረቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾኑን ብአዋኑ ዝተሐደሰ ናይ 2009 ዓም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘሓድሽ ናይ መቕረባይ ወረቀት ምስክር: ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ(TIN) ዋናን ኮፒን ከቅርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ አለዎም::

2 ተጫረቲ ብቢሮ ንግድን ኢንዱስትርን ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅረብ::

3 ካብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ ምምሕዳር ቢሮ ቑፅሪ -17 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንተቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድዋጋ ብሸምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ብምእታዉ ክተወዳደሩ ትኽእሉ::

4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንመቀያየሪ አቁሑ መካይን ብር 5000.00 ንጎማታት 5000.00 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000.00 Â ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሬት 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ካብ ዝተፈለጠ ባነኪ ብዝዉሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ምስ ዝሰዓረ ተጫራታይ ዉዕሊ ድሐሪ ምፍራም ዝተትሓዝ መክበሪ ጨረታ ንዝተሰዓሩ ተጫረቲ ሽዑንሽዑ ይምለስሉ::

6 ዕዳጋ ፈፃሚ አካል ዝሐሸ መንገዲ እነተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ቦታ ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቑፅ17 ብር 50.00 ብምኽፋል ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 23/01/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን::

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/02/2010ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተከብሉ ዕለት 8/02/2010 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ ዞባ ምብራቕ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቑፅሪ -17 ይኽፈት::

9 VAT ተመዝገበቲ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ከቕርቡ ዝኽእሉ::

10 ሰነድ ጨረታ ዝተዳለወ ቋንቋ ብትግርኛ ይከዉን

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 445 1887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ