ን 2ይ ግዜ ጨረታ ምልክታ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
4 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
5 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 22 /05/ 07 ዓ/ም እስካብ 06 /6/ 07 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06 /6/ 07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 06 /6/ 07 ዓ/ም ሰዓተ 8:30 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
8 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
9 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
10 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
11 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ምተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::