ምልክታ ጨረታ
ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብጨረታ ናይ ኮንስትራክሽን ንብረት ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ::
1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
3 ቫት ዝተመዝገበ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት መረዳእታ ናይ ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ዲክላራሴን ከቅርብ ዝኽእል::
4 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳታ ከቅርብ ዝኽእል::
5 ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ( ማልት) ካብዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን::
6 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ 3000. 00 ብር CPO ብስም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ከትሕዝ ዝክእል::
7 ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል ንክገዝእ ካብ ዝሐተቶ 20 % ከቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእል እዩ::
8 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 20 ( ዒስራ ብር ) ብምክፋል ካብ ቃላሚኖ ልማዓት ሃፍቲ ሕርሻ ማእከል
9 ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳአታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን::
10 እዚ ጨረታ ኣብ ናይ መንጎ ሰዓራይ ቃሊሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእክል ከም ዉዕሊ የገልግል::
11 እዚ ጨረታ ጥሪ 29/05 /2007 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
12 ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ዝሐሻ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ::
13 ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ከቅርብ ዝኽእል ::
14 ፅሬት ዘይብሉ ንብረት ተቀባልነት የብሉን ::
15 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345591489/ 0914138905 ምድዋል ይካአል እዩ ::
| Description | UOM | Quantity | Unit price | Total Amount | Remark | |||
s/n | Birr | Birr | |||||||
1 | ብሎኬት 20 20 40cm |
|
|
|
|
|
|
|
|
2 | ሑፃ |
|
|
|
|
|
|
|
|
3 | ጀሕያይ | 02 |
|
|
|
|
|
|
|
4 | አስካፋ በዓል 6mm |
|
|
|
|
|
|
|
|
5 | ተንዲኖ በዓል 8mm |
|
|
|
|
|
|
|
|