ምልክታ 2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልከታ
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ በጀት 200 ዓም ካበዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ::
በዚ መሰረት
-
ዝትሐደሰ ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም::
-
ብሐድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
-
ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
-
ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን::
-
ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
-
መቅረብቲ ካብ ዕለት 06/ 05/ 2007 ዓም ክሳብ ዕለት 21/ 05/ 2007 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
-
መከበሪ ጨረታ ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
-
ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 21/ 05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
-
ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::
-
ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
-
ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
-
ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ /ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
-
ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ከምኡዉን ማህተምን ንግዲን ፍቃድን መዓረ ክከዉን አለዎ::
ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ይ ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::
-
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402860 /0914704331 ምርካብ ይካኣል::