ን 2ይ ግዘ ዘወፀ ምልክታ ጨረታ
(ጨረታ ላፕቶፕ)
ማሕበር ልምዓት ትግራይ 20 ላፕቶፕ ጨረታ ክትገዝእ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ
-
ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
-
ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ(TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
-
ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
-
ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
-
ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ 5000 /ብር ሓሙሽተ ሽሕ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
-
ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 ( ብር ሚኢቲ) ብምኽፋል ካብ ማልት ቤፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::
-
ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ጥሪ 8/2007 ዓ/ም ክሳብ ሰሉስ ጥሪ 5 /2007 ዓ/ም ድ /ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
-
እቲ ጨረታ ዓርቢ : ጥሪ 22 /2007 ዓ/ም ድ /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
-
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
-
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋል ይከአል እዩ:;
ፖ.ሳ .ቑ 469 መቐለ