Hintalo wajrat woreda Planning and Finance Office

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

  1. ደረጃ 8 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ
  2. ናይ 2009 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን
  3. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን
  4. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
  5. ናይ 2009 ዓመ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
  6. ናይ 2009 ዝተሓደሰ መረዳእታ ብቅዓት መረጋገፂ
  7. ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መረዳእታ ደኣንት
  8. ኩሉ መረዳእታ ንናይ ማይ ሲስተም ፋይናንሻልን ቴክኒካልን Â ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝሰዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
  9. መክበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  10. ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ሰሪሑ ዘረክብ
  11. ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልትታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእል ከምኡዉን ዉዕሊ መከበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል
  12. ኣብቲ ዝወፀ ሰነድÂ ጨረታ ወይድማ ስፐስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃኒዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
  13. ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ
  14. ብተወሳኪ ብመምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 ተፈፃሚ ይከዉን
  15. ካብቲ ዝወፀ ጨረታ ብበጀት መሰረት ክንዉስክን ክንክን ከምንክል ነፍልጥ
  16. ሳንዱቅ ጨረታ 26 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 3 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
  17. እቲ Â ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370246 Â ወይ 0344370195 0914024310

ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።