Ezana Mining Development Plc

ንዝሃንፃ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ህንፀት መነበሪ ኣባይቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግደ ፈቃድ ናይ 2008 ዓም ግበሪ ዝከፈልኩምን ከምኡ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩምን ቫት ድክለሰዩን ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ደረጃ GC-6 ወይ BC-6 ካብኡ ንላዕሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ወሽጢ 20 መዓልቲ ብስምዒ አብ ዝተኣሸገ ፖስታ ሐደ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ደኩመንት ሐደ ኮፒ ደኩመንት ስፒኦ CPO 2% ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ንበይኑ ተኣሺጉ ምስ ቴክኒካል ደኩምንት ከቅርበ እናዓደምና ናይቲ ስራሕ ዝርዝር ዝሐዘ ሰድ ካብ ትካልና ቢሮ ቑፅሪ 117 ብር ሓምሳ 50 ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

3 እቲ ጨረታ ዕለት 03/01/2017 ብአ.ፊ ሰዓት 6:00 ናይ ቅድሚ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344405254 /0914730249 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ