- ናይ መስኖ ስትራክቸራት ከምኒ ፍ/ምዕበለ ካናለ ቸክዳም ወዘተ ደረጃ 6ተን ካብኡ ንላዕሊን
- መእከለዎት ኢድ ማይ ካዕቲ ከምኒ ሃድያጎል ፍ/ምዕባለ ደረጃ 7ተን ካብኡ ንላዕሊን
- ህንፃ መሳርሒ /ስሚንቶ 2ይ ደረጃ
- ስሚንቶ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየ
- በቢዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
- ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎÂ
- ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ መስከረምን ጥቅምትን 2009 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::
- መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም
- ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ /ንስትራክቸር 15000 ንኢድ ማይ ካዕቲ 6000 ካልኦት ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዋሀቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ናብ ስራሕ ክትእትዉ እትክእሉ ንክጫረቱ ንዕድም
- ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/3/2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ አሕፈሮም ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኬዝትም ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብነፁር ብምፅሓፍ ባዕሉ ፖስታ ኦርጅናልን 2ኮፒን ክተእትዉ ትክእሉ
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/3/2009 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00
- ጨረታ ዝክፈቱ ዕለት 27/3/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለኸቻ አብ ዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
- እዚ ዋጋ እዚ ን 60 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490489 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል