ስለዚእዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም::Â
ተጫረትቲ
- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
- እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
- ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 27/03/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
- እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 27/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
- ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0342410085 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል