- ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ መስከረም 2009 ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- መኽበሪ ጨረታ ብር5,000 ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::
- ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ብዝተአሸገ ኤንቨሎፕ ሓደ ዋንኡን ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ Â ኣብ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::
- ጨረታ ጥቅምቲ 25/ 2009 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲÂ ኣብ አየር ይፀንሕ
- ጨረታ 13 ሕዳር 2009 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዮ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት:
- ነዙይ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::
- ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ Â 251 03 44 40 47 15/ 251 03 44 40 04 51ምድዋል ይከአል: