ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መለክዒ | በዝሒ | መብረሂ |
1 | ማርከር ኣርት ላይን | ፓኬት | 100 | Â |
2 | ደስተር | ቁፅሪ | 30 | Â |
3 | ደፍተር በዓል 50 ሉሕ | ቁፅሪ | 9500 | Â |
4 | ደፍተር በዓል 50 ሉሕ ስኬር | ቁፅሪ | 90 | Â |
5 | እርሳስ ቀዳማይ ደረጃ /ዶት/ | ቁፅሪ | 3500 | ቀዳማይ ደረጃ |
6 | እስክርቢቶ ሰሚያዊ ኣልራይት | ፓኬት | 124 | Â |
7 | መደምሰስ ፐሊካን | ቁፅሪ | 750 | Â |
8 | ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፃኢ | ፓድ | 100 | Â |
9 | ቼክ / ኣብ ጫፍ በሊሕ ዝኮነ/ | ፓኬት | 120 | Â |
10 | ፕላስተር /ስኮች ቴፕ/ ዓብይ | ቁፅሪ | 40 | Â |
11 | ናይ ተምሃሮ ቦርሳ | ቁፅሪ | 50 | ብሳምፕል መሰረት |
Â
ካልኦትÂ ተወሰክቲ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ 5 መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 30 (ሳላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 23 ጥቅምት 2009 ዓ/ም ክሳብ 7 ሕዳር 2009 ዓ/ም ስዓት 8:30Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 4:00 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
ና