Shere Endaslase office of Construction, Road and Transport

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ካብ ቢሮ ወይከዓ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይደዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ቁፅፅርን ምዝገባን ፍቃድ ዝተመዝገበለሉ መረዳእተታ ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ግብረሪ ከፋላይነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 125,000.00 ኮይኑ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ መልክዕ ዘቅርብ ኮይኑ ብቢሄራዊ ባንኪ ኢትዮዽያÂ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባነኪታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ወይከዓ ብጥረገንዘብÂ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይቲ ትጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚ ኣብ ዉሽጢ 276 ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረተታÂ 120 ቅርሺ ብመክፋል ካብ 15 ጥቅምቲ2008 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብÂ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ወይ ከዓ ፋይናንሻል ሰነድሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ናይ ጨረታ መክበሪ ሰነድ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽምÂ ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍÂ ነቲ ጨረታ ተባሂሉÂ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ክሳብ 15 ሕዳር 2009 ዓመ ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚ ቀትሪÂ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረደዲኦም ዋገጋ ብምምላእ ኣብ ነፍስፈከፍ ገፅ ፈሪሞምን ማሕተም ምብዕራፍ እቲ ሰነደ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበረ ከይጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 15 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትÂ Â ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብÂ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት

9 እቲ ከይዲ ስራሕ Â ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344442280 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል