Seharti Samre Town Planning and Finance Office

ሎት ሓደ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ክልተ አቁሑት ፅሬት

ሎት ሰለስተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ

ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት ክተማልኡ አለኩም

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት መስክር ዘለኩም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ እዋኑ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 10 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ 26 መስከረም 2009 ዓም ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ክፍሊ ግልጋሎት ዕዳጋ እናመፀፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ዓሺግኩም ክሳብ 26 መስከረም ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 26 መስከረም ዓም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ቀትሪ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከምኡዉን ዝተማለአ ሰነድ እነተቅሪቡ ይክፈት

7 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ መምርሒ ጨረታ አካል ዉዕል ምካኑ ፈሊጡ ክቅርበ አለዎ

መተሓሳሰቢ መክፈቲ ጨረታ ኣብ ትልምን ፋይናስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ይከወን

ንተወሳኪ ሓበሬታብቁፅሪ ስልኪ 0345540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል