Maichew Particleboard Manufacturing PLC

ስለዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያባ ወይድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊትለፊት አብ ዝርከብÂ ቤት ፅሕፍትናÂ ብምምፃእ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጂናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ክህልዎም አለዎም

4 ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10,000 ከትሕዙ አለዎም

5 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ ዓርቢ ዕለት 20 /01 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኣብ መቀለ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347771259 ወይድማ 0912959846